Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

4.8 (66)

Entertainment | 7.5MB

Description

Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ
ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል “ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ፣ ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ።
ማዕዳ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር፣ ብሄራዊ ተመክሮ፣ ሓቂ፣ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን። ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም።
ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ። ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ፣ ትምህርቲ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል።

Show More Less

What's New Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

The app now have more than 600 Tigrinya Proverbs. These proverbs are grouped according to their message. The categories includes, ጥበብ, ፍልጠት, ፍቕሪ, መስሓቕ, ለጋስ ምዃንን ስስዕትን, ድኽነትን ብልጽግናን, ብዛዕባ ስራሕ, ሓቂን ሓሶትን, እቲ ዓሻን እቲ ለባምን, ልሙድ ዝኾነ ባህላዊ ነገር, እምነትን እሙን ምዃንን

Information

Updated:

Version: 4.02

Requires: Android 4.1 or later

Rate

Reviews

Share by

You May Also Like