Telmeden(ተልመዴን) आइकन

Telmeden(ተልመዴን)

1.0.0 for Android
4.5 | 5,000+ इंस्‍टॉल की संख्या

Zemen Solutions

का वर्णन Telmeden

9Apps provide lots of India android apps. 20,000+ users downloaded Telmeden(ተልመዴን) latest version on 9Apps for free every week! You can enjoy it by use in your own phone. This hot app was released on 2019-12-22. Even if you’re not a fan of this app, you’ll love it after reading this page.
ተልመዴን() ፍርያት ናይ ትካል ዘመን ሶሉሽንስ (zemensolutions) ኮይኑ ንተዛረብቲ ቃንቃ ትግርኛ በቲ ዝመልክዎ ቃንቃ፡ ሕግታት ትራፊክ ወይ ምምራሕ ማኪና ንክመሃሩን ክለማመዱን ኣብ ሞባይል ኣውሪድና ንጥቀመሉ መተግበሪ ወይ ኣፕሊከሽን ኢዩ። ነዚ ስራሕ ንምስራሕ ኣዚዩ ብዙሕ ሃልክን ግዜን ኡካ እንተሓተተ፣ ተወዲኡ ሰባት ክጥቀምሉ ምርኣይ ግን እቲ ዝዓበየ ዓወትን ዕግበትን ስለ ዝኾነ ኣብ ትሕዝቶ ይኹን ኣቀራርባ ንዝራኣዩ ጉድለታት ክትሕብሩናን ክትእርሙናን በዚ ኣጋጣሚ ንላቦ።
ኣብዚ ቀሪቦም ካብ ዘለዉ ጽሑፋትን መለማመዲ ሕቶታትን እዋናውያን ኮይኖም ብልጽነቶም ድማ ምስ በዓል መዚ መጋዓዝያ ሽወደን(transportstyrelsen) ከምኡ ዉን መንግስታዊ ክፍሊ ሙቁጽጻር ትራፊክ(trafikverket) ብዝኽተሉዎ መስርሕ ተገምጊሙን ተኣሪሙን ዝቀርብ ኮይኑ፡ ናይ ተማሃሮ ደረጃ ፍልጠቶም ኣብ ትራፊክ ክብ ኣብ ምባል ዝጻወቶ ታራ ቀሊል ከምዘይከዉን ብምትእምማን ንገልጽ። ሒዙዎ ቀሪቡ ካብ ዘሎ ትሕዝቶታት'ምበኣር፡
✔️ ልዕሊ 500 እዋናዊ መለማመዲ ሕቶታት
✔️ ልዕሊ 250 ስእልታትን መግለጺታትን
✔️ ልዕሊ 400 ማለት ናይ ሽወደን ብምሉኡ ምልክታት ትራፊክ
✔️ ሕጋጋትን ክልሰ ሓሳብ ምምራሕ ማኪና
✔️ ተወሰኺ መብርሂታት ንመለማመዲ ሕቶታት
✔️ ልምምድ ፈተና ነካይደሉ ዓምዲ
✔️ ከምኡ ዉን መምርሒ ፍቃድ ንምውጻእ ዝሕግዝ ዝርዝር ሓበሬታ
እዞም ኣብ ላዕሊ ተጠቂሶም ዘለዉ ገለ ካብ ትሕዝቶታት ተልመዴን ኮይኖም መዓልታዊ ድማ ሓደሽቲ ሕቶታት ይውሰኹዎ። ኣብ ኢድና ዘሎ፡ ልዕሊ 1000 ሕቶታት'ኡካ እንተኾኑ፡ ብቅዓቶምን እዋናውነቶምን ተራእዩ ድማ ተጻፊፎም ክውሰኹ ሙኻኖም በዚ ኣጋጣሚ ነረጋግጸልኩም።
ተልመዴን ኣብ ናይ ሽወደን ሕግታት ትራፊክ ተሞርኪሱ ኩሎም እዋናውያን ሕጋጋትን ትሕዝቶታትን ኣማሊኡ ዝተሰርሐ ኢዩ። ንተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ሽወደን ቀንዲ ዕላማ ዝገበረ ስለ ዝኾነ ንዝህሉ ቅሬታ ኣቀዲምና ይቅሬታ ንሓትት። ኮይኑ ግን ሕግታት ትራፊክ ናይ ዝበዘሓ ሃገራት ሓደን ተመሳሳልን ምስ ሙኻኑ፣ ከምኡ ዉን ዓለም ለኻዊ ክሳብ ዝኾነ ሓደ ሓደ ፍልልያት ገዲፍና ንመጽናዕትን ልምምድን ዓቢ ተራ ክህልዎ ስለ ዝኽእል፡ እቶም ኣብ ካልእ ሃገራት እንቅመጥ ክንጥቀመሉን ክንመሃረሉን ከምዝከኣል ክንሕብር ንፈቱ።
ናይ ተልመዴን ትሕዝቶታት ክንጥቀመሉ ግድን ኢንተርነት ክህልወና ኣለዎ፣ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ ሕግታት ትራፊክ ቀጻሊ ዝሕደሱን ዝመሓየሹን ምስ ምኻኖም፣ ትሕዝቶ እዛ መተግበሪ ወይ ኣፕሊከሺን፡ ቀጻሊ ንምክትታልን ምሕዳስን ሙኻኑ ክንሕብር ንፈቱ። ትሕዝቶ ተልመዴን ንምህብታም ኣብ ቀጻሊ ስራሕን ዕዮን ስለ ዘለና፡ ዝጎደለ ምስ ዝህሉ ክትሓቱናን ክትውከሱናን ከምትኽሉ ብትሕትና ነፍልጥ።
(ተልመዴን) इस तरह के
ለዉ ካብ ለዉ ዘ ጽሑፋትን ካብ ካብ ካብ ካብ ካብ መዚ መዚ (ट्रांसपोर्टस्ट्रेलेन्स) ካብ ካብ ካብ ካብ ካብ tra । ካብ ምበኣር ሒዙዎ ዘቀሪቡ ሎ'ካብ
እዋናዊ እዋናዊ 500 እዋናዊ እዋናዊ እዋናዊ
ስእልታትን ስእልታትን 250 ስእልታትን ስእልታትን
ማለት ማለት 400 ማለት ማለት ማለት ማለት ማለት ማለት
ክልሰ ክልሰ ✔️ ክልሰ ክልሰ ✔️
መብርሂታት መብርሂታት ✔️ መብርሂታት መብርሂታት
ፈተና ፈተና ✔️ ፈተና ፈተና
ዉን ዉን ✔️ ዉን ዉን ዉን ዉን ዉን ዉን
ለዉ ላዕሊ ላዕሊ ለዉ ዘለዉ ላዕሊ ላዕሊ ላዕሊ ላዕሊ ላዕሊ ላዕሊ ላዕሊ ላዕሊ ላዕሊ ላዕሊ ላዕሊ ኣብ ኣብ ዘኣብ ሎ 1000 ኣብ'እንተኾኑ ሎ ሎ ሎ ሎ ሎ ሎ ሎ ሎ ሎ ሎ ሎ ሎ
ናይ ናይ ናይ ናይ ናይ ናይ ናይ ናይ ናይ ናይ ናይ ናይ ናይ ናይ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታትዘሕግታት ሕግታት ሕግታትस ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት ሕግታት
इस तरह के ለና ንምህብታም ንምህብታም ንምህብታም ንምህብታም ለና ለና ዘ ንምህብታም ዘ ለና ለና ንምህብታም ንምህብታም ንምህብታም ንምህብታም ንምህብታም ንምህብታም

अद्यतन Telmeden 1.0.0

Fixed minor bugs on checkout, typo error and font size adapted for different languages

जानकारी

  • श्रेणी:
    शिक्षा
  • नवीनतम संस्करण:
    1.0.0
  • आधुनिक बनायें:
    2020-10-27
  • फाइल का आकार:
    6.7MB
  • जरूरतें:
    Android 4.1 या बाद में
  • अपडेट करने की तारीख:
    Zemen Solutions
  • ID:
    com.zemensolutions.telmeden
  • Available on:
  • Telmeden(ተልመዴን)
    Telmeden 0.0.4
    7.8MB
    2019-12-09
    APK
    Picture