ikon Telmeden(ተልመዴን)

Telmeden(ተልመዴን)

1.0.0 for Android
4.5 | 5,000+ Instal

Zemen Solutions

Penjabaran dari 9apps Telmeden

Enjoy the most popular apps here! 30,000+ users downloaded Telmeden(ተልመዴን) latest version on 9Apps for free every week! And now, this app adds more functions. This hot app was released on 2019-12-22. For more mobile apps information, you can go to our official website - 9Apps.
ተልመዴን() ፍርያት ናይ ትካል ዘመን ሶሉሽንስ (zemensolutions) ኮይኑ ንተዛረብቲ ቃንቃ ትግርኛ በቲ ዝመልክዎ ቃንቃ፡ ሕግታት ትራፊክ ወይ ምምራሕ ማኪና ንክመሃሩን ክለማመዱን ኣብ ሞባይል ኣውሪድና ንጥቀመሉ መተግበሪ ወይ ኣፕሊከሽን ኢዩ። ነዚ ስራሕ ንምስራሕ ኣዚዩ ብዙሕ ሃልክን ግዜን ኡካ እንተሓተተ፣ ተወዲኡ ሰባት ክጥቀምሉ ምርኣይ ግን እቲ ዝዓበየ ዓወትን ዕግበትን ስለ ዝኾነ ኣብ ትሕዝቶ ይኹን ኣቀራርባ ንዝራኣዩ ጉድለታት ክትሕብሩናን ክትእርሙናን በዚ ኣጋጣሚ ንላቦ።
ኣብዚ ቀሪቦም ካብ ዘለዉ ጽሑፋትን መለማመዲ ሕቶታትን እዋናውያን ኮይኖም ብልጽነቶም ድማ ምስ በዓል መዚ መጋዓዝያ ሽወደን(transportstyrelsen) ከምኡ ዉን መንግስታዊ ክፍሊ ሙቁጽጻር ትራፊክ(trafikverket) ብዝኽተሉዎ መስርሕ ተገምጊሙን ተኣሪሙን ዝቀርብ ኮይኑ፡ ናይ ተማሃሮ ደረጃ ፍልጠቶም ኣብ ትራፊክ ክብ ኣብ ምባል ዝጻወቶ ታራ ቀሊል ከምዘይከዉን ብምትእምማን ንገልጽ። ሒዙዎ ቀሪቡ ካብ ዘሎ ትሕዝቶታት'ምበኣር፡
✔️ ልዕሊ 500 እዋናዊ መለማመዲ ሕቶታት
✔️ ልዕሊ 250 ስእልታትን መግለጺታትን
✔️ ልዕሊ 400 ማለት ናይ ሽወደን ብምሉኡ ምልክታት ትራፊክ
✔️ ሕጋጋትን ክልሰ ሓሳብ ምምራሕ ማኪና
✔️ ተወሰኺ መብርሂታት ንመለማመዲ ሕቶታት
✔️ ልምምድ ፈተና ነካይደሉ ዓምዲ
✔️ ከምኡ ዉን መምርሒ ፍቃድ ንምውጻእ ዝሕግዝ ዝርዝር ሓበሬታ
እዞም ኣብ ላዕሊ ተጠቂሶም ዘለዉ ገለ ካብ ትሕዝቶታት ተልመዴን ኮይኖም መዓልታዊ ድማ ሓደሽቲ ሕቶታት ይውሰኹዎ። ኣብ ኢድና ዘሎ፡ ልዕሊ 1000 ሕቶታት'ኡካ እንተኾኑ፡ ብቅዓቶምን እዋናውነቶምን ተራእዩ ድማ ተጻፊፎም ክውሰኹ ሙኻኖም በዚ ኣጋጣሚ ነረጋግጸልኩም።
ተልመዴን ኣብ ናይ ሽወደን ሕግታት ትራፊክ ተሞርኪሱ ኩሎም እዋናውያን ሕጋጋትን ትሕዝቶታትን ኣማሊኡ ዝተሰርሐ ኢዩ። ንተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ሽወደን ቀንዲ ዕላማ ዝገበረ ስለ ዝኾነ ንዝህሉ ቅሬታ ኣቀዲምና ይቅሬታ ንሓትት። ኮይኑ ግን ሕግታት ትራፊክ ናይ ዝበዘሓ ሃገራት ሓደን ተመሳሳልን ምስ ሙኻኑ፣ ከምኡ ዉን ዓለም ለኻዊ ክሳብ ዝኾነ ሓደ ሓደ ፍልልያት ገዲፍና ንመጽናዕትን ልምምድን ዓቢ ተራ ክህልዎ ስለ ዝኽእል፡ እቶም ኣብ ካልእ ሃገራት እንቅመጥ ክንጥቀመሉን ክንመሃረሉን ከምዝከኣል ክንሕብር ንፈቱ።
ናይ ተልመዴን ትሕዝቶታት ክንጥቀመሉ ግድን ኢንተርነት ክህልወና ኣለዎ፣ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ ሕግታት ትራፊክ ቀጻሊ ዝሕደሱን ዝመሓየሹን ምስ ምኻኖም፣ ትሕዝቶ እዛ መተግበሪ ወይ ኣፕሊከሺን፡ ቀጻሊ ንምክትታልን ምሕዳስን ሙኻኑ ክንሕብር ንፈቱ። ትሕዝቶ ተልመዴን ንምህብታም ኣብ ቀጻሊ ስራሕን ዕዮን ስለ ዘለና፡ ዝጎደለ ምስ ዝህሉ ክትሓቱናን ክትውከሱናን ከምትኽሉ ብትሕትና ነፍልጥ።
ተልመዴን () ፍር ት መን መን መን መን (zemensolutions) ኮይኑ ንተዛረብቲ ቃንቃ ትግርኛ በቲ ዝመልክዎ ዝመልክዎ ት ት ወይ ወይ ምምራሕ ምምራሕ ማኪና ማኪና ኣውሪ ኣውሪ ኣውሪ ና ና ና ና ና ና ኣውሪ ኣውሪ ኣውሪ ኣውሪ ዚ ንምስራሕ ኣዚዩ ብዙሕ ሃልክን ግዜን ግዜን ኡካ እንተሓተተ ፣ ተወዲኡ ሰባት ክጥቀምሉ ምርኣይ ግን እቲ ዓወትን ዓወትን ዓወትን ዝኾ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ኣብ ይኹን ይኹን ይኹን ንዝራኣዩ ለ ለ ለ ለ ለ ጉ ጉ ጉ።
ኣብዚ ቀሪቦም ካብ ለዉ ለዉ ለዉ ለዉ ለዉ ከም (t t ናይ ከም ከም ከም ከም ከም ከም ከም ብልጽ ማ ። ሒዙዎ ቀሪቡ ካብ Dipesan di muka ትሕዝቶሎ ትት
✔️ ልዕሊ 500 እዋናዊ መለማመዲ ሕቶሕቶት
✔️ ልዕሊ 250 ስእልስእል ትንመግለጺትን
✔️ ልዕሊ 400 ማለት ናይ ሽወደን ብምሉኡ ምልክ ት ት
✔️ ሕጋጋትን ክልሰ ሓሳብ ምምራሕ ማኪና
✔️ ተወሰኺ መብርሂ ት ት ሕቶ ት ት
️ዓምዲ ልምምልምም ልምምልምም ዓምዲልምም
✔️ ከምኡ ዉን መምርሒ ፍቃ ንምውጻእ ንምውጻእ ንምውጻእ..
እዞም ኣብ ላዕሊ ተጠቂሶም ለዉ Dipesan di muka ካብ ለዉ ካብ ትሕዝቶ ት ት ኮይኖም ማ ማ ማ ማ ኣብ ኢ ና ሎ ሎ ልዕሊ 1000 ሕቶ ት ት ብ ብ ብ ብ ብ ብ ብ ቶምን ማ ማ ማ ማ ማ ማ ማ ክውሰኹ ክውሰኹ ሙኻኖም በዚ በዚ ኣጋጣ ኣጋጣ ኣጋጣ
ተልመዴን ኣብ ናይ ሽወደን ሕግ ት ት ተሞርኪሱ ተሞርኪሱ ኩሎም እዋናው እዋናው ትሕዝቶ ትን ትን ትን።። ንተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ሽወደን ቀንዲ ዕላማ ዝገበረ ስለ ንዝህሉ ንዝህሉ ሬ ሬ ሬ ይ ይ ሬ ሬ ሬ ሬ ይ ዝበ ግን ሕግ ት ዝበ ዝበ ዝበ ዝበ ዝበ ዝበ memerintahkan ሓ ሓደን ተመሳሳልን ተመሳሳልን ምስ ፣ ዝበ ዉን ዓለም ለኻዊ ክሳብ ሓደ ሓደ ሓደ ሓደ ፍልል ፍልል ንመጽናዕትን ንመጽናዕትን ንመጽናዕትን ንመጽናዕትን ንመጽናዕትን ልምም ልምም እን እን እን እን እን እን እን
ናይ ተልመዴን ትሕዝቶ ት ት ግ ግ ን ኢንተር ኢንተር ዝኾ ዝኾ ዝኾ ዝኾ ዝኾ ዝኾ ዝኾ ዝኾ ዝኾ ዝኾ ዝሕደሱን ዝሕደሱን ዝሕደሱን ዝመሓ ዝመሓ ዝመሓ ዝመሓ ዝመሓ ዝመሓ ምኻኖም ምኻኖም ምኻኖም ኣፕሊከሺን ኣፕሊከሺን ኣፕሊከሺን ኣፕሊከሺን ቀጻሊ ቀጻሊ።።።።።።።። ለና ተልመዴን ንምህብ ም ም ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና ለና

Memperbarui Telmeden 1.0.0

Fixed minor bugs on checkout, typo error and font size adapted for different languages

Informasi

  • Kategori:
    Pendidikan
  • Versi Terbaru:
    1.0.0
  • Perbarui:
    2020-10-27
  • Ukuran File:
    6.7MB
  • Persyaratan:
    Android 4.1 or later
  • Diupdate:
    Zemen Solutions
  • ID:
    com.zemensolutions.telmeden
  • Available on:
  • Telmeden(ተልመዴን)
    Telmeden 0.0.4
    7.8MB
    2019-12-09
    APK
    Picture