principles of spiritual life(Eritrean) أيقونة

principles of spiritual life(Eritrean)

1.0 for Android
3.0 | 10,000+ عمليات التثبيت

mbade2

هذا الوصف ل principles of spiritual life(Eritrean)

እዚ መንፈሳዊ ካሪክለም ኣብ ሰለስተ ቀንዲ መሰረታዊ መምርሒ ዝተመርኮሰ ኮይኑ ፡ ሰንሰለታውን ንቀጻሊ ዕብየት ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ሓጋዚ እዩ ።
ቀዳማይ ፡ ’’ግብራዊ ስራሕ‘’ ኮይኑ ነፍስ ወከፍ ነጥቢ ኣንቢብካ ሓቀኛ ዕብየት መታን ክትረኽበሉን ፡ ክትዕወተሉን ኣብ ምትግባሩ ክትጽዕር ኣለካ ፡ ኣብ ምንባብ ጥራሕ እንተተሓጺርካ ግን ከም ተራ መጽሓፍ ንኽትዛናጋዕ ኢልካ ተንብቦ ክኸውን እዩ ፡ ንሱ ጥራሕ
ዘይኮነ ጅምር ኣቢልካ ምግዳፍ’ውን ንቀጻሊ ዕብየት ውጽኢት የብሉን ።
ካልኣይ ፡ ’’ብመስርዕ ክኸውን ኣለዎ ‘’
ኣብ ሰሙን ሓንቲ ክፋል ኣብ ተንብበሉ ንዓኣ ኣብ ግብሪ ከየዉዓልካ ናብቲ ካልእ ጽሑፍ ምስጋር ፡ ብሃውሪ ምንባብ ፡ ጀሚርካ ዘይምውዳእ ፡ ካብ ተራ ምንባብ ሓሊፉ ስሩዕ ዘይኮነ ኣካይዳን ፡ ንዘንበብካዮ ዘረስዓካን እዩ ። ከም ውጽኢቱ ድማ ኣንቢብካ ጥራይ ኢኻ ክተርፍ ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ነጥቢ ዝተታሓዘ ኮይኑ ስለ ዝተዳለወ በቐደም ተኸተል ኣገባብ ምኻድ ኣገዳሲ እዩ ። ኣብ ግዜ ምንባብካ ገሊኡ ትፈልጦ ገሊኡ ኸኣ ሰሚዕካዮ ዘይትፈልጥ ነገራት ምርካብ ባህርያዊ ኮይኑ ምሳና ሓቢርኩም ክትቅጽሉን ዕጋበትን ሓጎስን ዝመልኦ ሂወት ክኾነልኩም ሰናይ ምኒዮትና’’ዩ ።
ሳልሳይ ’’ ቀጻልነት’’ ኣብዚ መንፈሳዊ ካሪክለም እዚ ዝከታተለካ ፡ ዝመርሓካን ኣባት ነብሲ ወይ ኣገልጋሊ ቤተክርስቲያን ምሳኻ ክህሉ ተመራጺ’’ዩ ። እቲ ኣገዳሲ ነጥቢ ግዚኡ ወፊዩ ምሳኻ ኮፍ ኢሉ ዝከታተለካን ኣፍልጦ መንፈሳዊ ሂወት ዘለዎ ክኸውን ዝያዳ ተመራጺ ይኸውን ፡ ዝከታተለካ ሰብ እንተ ስኢንካ ግን ጸሎት ብምግባር ዓይነ ልቦናኻ ክኸፍተልካ ለምን ። ኮይኑ ግን ነዚ ንምግባር ስጋብ መወዳእታ ንምቅጻል ፡ ዓቅልን ትዕግስተን ክሓተካ’’ዩ ! መንፈስ እግዚኣብሔር እሙን ስለ ዝኾነ ከኣ ኣብ መዓልታዊ ጸሎትካ ክሰምዓካን ክድግፈካን መምህርካን ክኸውን’’ዩ ።
* ንዝያዳ ሓበሬታ ፡ ሓገዝ ፡ ሕቶ ወይ ክውሰኽ ኣለዎ ትብልዎ ፡ ወይ ብመልክዕ PDF ዝተረፈ ክፋላት ክለኣኸልኩም ንእትደልዩ ብ[email protected] ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም ወይ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ፡
25 street Mustafa basha ካብ toman bay street hadayek zeytun cairo ቤት ፍቅሪ እግዚኣብሄር ንካብ ርሑቅ ዝመጹ ተማሃሮ ሓገዝ እንዳ ሃበ መንፈሳዊ ኣጎልጉሎቱ የበርክት

المعلومات

  • الفئة:
    التعليم
  • احدث اصدار:
    1.0
  • تحديث:
    2018-11-29
  • حجم الملف:
    84.0MB
  • المتطلبات:
    Android 4.0 or later
  • تم التحديث:
    mbade2
  • ID:
    com.tanxe.markonsy.altreeeeee
  • principles of spiritual life(Artrie)
    principles of spiritual life 1.0
    83.8MB
    2018-11-29
    APK
    Picture